ትግርኛ
AsyLex Legal Advisory
ትግርኛ

ሓይሊ ን ጠበቃ ኣብዚ ክትህብ ትኽእል


ብ ጠበቃ ክትሕገዝን ን ጠበቃ ኣብ ክንዳኻ ኮይኑ ክጣበቅልካን ክሕግዘካን እንተደሊኻ፡ ሓይሊ ምሉእ መሰልን ሃቦ። ኣብዚ ናይ ኣስዩልኤክስ ፎርም ናይ ጠበቃ ሓይሊ ይርከብ። ነዚ መሊእኩም ብ ቐጥታ ብ ምምላእ ኣብ ታሕቲ ውን ብምፍራም ብ ሞባይል ይኹን ብ ታብለትን ክትሰድዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ቀጥታዊ ደገፍ (ወይ) ሓገዝ፡


ትሕዝቶ ሓይሊ ናይ ጠበቓ

ኣነ ነዚ ዝስዕብ ሰብ ጠበቓይ ክኸውን ፍቓድ ይህቦ ኣለኹ። ን
ንኩሎም ናይ ሕጊ ኣማኸርቲ ኣባላት ኣስዩልኤክስ ፡ ብ ፍላይ ን ልያ ሁንገርብዩህለር ፡ ከኢላ ሕጊ ፡ ዕለት ትውልዲ መስከረም 4፡ 1989፡
ን ኩሉ መስርሕ ናይ ዑቅባ ሕቶይን ፡ ስርዓታት ብ መሰረት ናይ ካልኣይ ዜጋ ፡ ከምኡ ውን ን ዝኾነ ነገር ኣብ ክንዳይ ኮይና ናብ ሰብ መዚ ይኹን ናብ ቤት ፍርዲ ክትቐርብን ን ጠለባተይ ክተረክብን ፡ ምምልካት ፡ ይግባይ ምባልን ካልእ ዝተጻሕፈ ይኹን ብ ቓል ክትህብን ከምኡ ውን ን ካልእ ዝኾነ ነገር ንዓይ ክትውክልን ክትከላኸልን ኣብ ዝኾነ ተመሳሳሊ መስርሕ ኣብ ውሽጢ ስዊዘርላንድ ይኹን ኣብ ካልእ የፍቅድ። እቶም ተወከልቲ ( ማለት ጠበቓታት) ንዕኦም ዝውክል ሰብ ክገብሩ መሰል ኣለዎም (ን ዕኦም ዝውክል ንሶም ኣብ ዘይህልውሉ)። ኣነ ኣመልካቲ/ቲት ኩሉ ናይ ሓካይም ( ናይ ኣእምሮ ሓኪም ውን) ኣስማት ን ጠበቓ ይኹን ከምኡ ውን ንተወከልቲ ይህብ። ኣነ ኣመልካቲ/ቲት ነዚ ትሕዝቶ ኣንቢበዮ ነቲ ኩሉ ውዕልን ፡ መምርሕን ናይ ኣስዩልኤክስ ይሰማማዕ እየ።

እዚ ሓይሊ ናይ ጠበቓ ን ዘይተወሰነ ግዜ ክቕጽልን ወይ ውን ጠጠው ክብልን ይኽእል።

ፌርማ *

ሓይሊ ናይ ጠበቓ ናብ ኣስዩልኤክስ ብ ቐጥታክበጽሕ እዩ።


አዚ ሰነድ ብ ኢመይልኩም ክመጸኩም አንተደኣ ደሊኹም ፡ ብኽብረትኩም ቅኑዕ ናይ ኢመይል ኣድራሻኹም ሃቡ።